ዕላማ RefugeeWork፣ ንዓኻ ዝሰማማዕ ስራሕ ንምርካብ ብዝምልከት ንዓኻ ዝምጥን መዘና ንምርካብ እዩ። እዚ ኣብ ኔዘርላንድ ምስራሕ ከመይ ከም ዝመስል ንምፍላጥ መበገሲ ስራሕ ክኸውን ይኽእል እዩ፣ ወይ ድማ ምስ ድሌታትካ ብልክዕ ዝሰማማዕ ወትሩ እትመነዮ ዝነበርካ ስራሕ ክኸውን ይኽእል።

ኣዝዩ ብዝቀልጠፈ ኣገባብ (ናይ ትካል) ፕሮፋይልካ ኣዳሉው
ብቐሊሉ ዝሰማማዓካ ክፉት ናይ ስራሕ ቦታ ወይ ሕጹይ ርኸብ
ብቐጥታ ርክብ ግበር፣ ከምኡ እውን ዝሰማምዓካ መዘና ፍጠር
ዕላማ RefugeeWork፣ ንዓኻ ዝሰማማዕ ስራሕ ንምርካብ ብዝምልከት ንዓኻ ዝምጥን መዘና ንምርካብ እዩ። እዚ ኣብ ኔዘርላንድ ምስራሕ ከመይ ከም ዝመስል ንምፍላጥ መበገሲ ስራሕ ክኸውን ይኽእል እዩ፣ ወይ ድማ ምስ ድሌታትካ ብልክዕ ዝሰማማዕ ወትሩ እትመነዮ ዝነበርካ ስራሕ ክኸውን ይኽእል።
{ "__typename": "contentBlocks_shifts_BlockType" }